
05 August 2026
What are my rights if stopped by police in Australia? - ኣብ ኣውስትራሊያ ፖሊስ ደው እንተቢሉኒ መሰለይ እንታይ እዩ?
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
About
Police officers have a range of operational powers they can exercise under legislation, including to ask questions, give ‘move on’ directions and conduct searches. Here’s what you need to know about your basic rights and obligations in a police interaction. - ኣባላት ፖሊስ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝተዋፈሩ እዋን ዝተፈላለዩ ሕጋዊ ስልጣናት ኣለውዎም ፤ ከም ሕቶታት ምሕታት ፤ ' ኣንፈት ጉዕዞ ምቕያር ከምኡ 'ውን መርመራታት ምግባር የጠቓልል ። ብዛዕባ ምስ ፖሊስ ኣብትገብሮ ምግዋር ዘለካ መሰረታዊ መሰላትን ግዴታታትን ክትፈልጥዎ ዘሎኩም ነገራት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።