Opens in a new window
ወከልቲ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ትግራይ ዝባን ሑፃ ርክባት ከም ዘካየዱ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
02 August 2026

ወከልቲ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ትግራይ ዝባን ሑፃ ርክባት ከም ዘካየዱ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ወከልቲ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ትግራይ ዝባን ሑፃ ርክባት ከም ዘካየዱ ተገሊጹ። ኣብ ሸረሪና መንጎ ሓይልታት ትግራይን ፌደራልን ተወሊዑ ዝነበረ ውግእ ደው ከምዝበለ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ጸብጺቡ። 8ይ ዋዕላ ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን-ኣመሪካውያን ተዛዚሙ።