Skip to content
Opens in a new window
ምርጫ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ- ኣመታቱን ተሳትፎ ኣፍሪቃውያንን ፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ
05 November 2026

ምርጫ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ- ኣመታቱን ተሳትፎ ኣፍሪቃውያንን ፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ብዛዕባ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፣ ደሞክራታውያን (Democrats) ንክልቲኦም ባይቶ ወይ ኮንግረስ ክቆጻጸሩ ዘኽእሎም ህዝቢ ድምጹ ሂቡ ኣሎ። ካብ ኢትዮጵያን ኤርትራ ወሲኽካ ኣብዚ ምርጫ ዝተሳተፉን ዝተዓወቱን ብዙሓት ኣፍሪቃዊ መበቆል ዘለዎም ሕጹያት ተራእዮም። ነዚ ብዝምልከትን እቲ ምርጫ ኣብ ህይወት ኣመሪካውያንን ዝህልዎ ጽልዋ ኣመልኪትና ምስ ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ ዝተገብረ ቃለ ምሕትት።

#sbsaudiopodcast