Skip to content
Opens in a new window
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (09 ሕዳር 2026)
09 November 2026

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (09 ሕዳር 2026)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
ኣርእስታት ዜና፥ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ከባቢ ርእሰ ከተማ ሰንዓ የመን ኣብ እትርከብ ቁሸት ባኒ ሑሻይሽ መጥቃዕቲ ኣየር ድሕሪ ምክያዳ ብውሕዱ 32 ሰባት ተቐቲሎም። ፕረዚደንት እስራኤል ኢሳቕ ሄርዞግ ሓድሽ መንግስቲ ንከቕውም ንሓላፊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ነበር ጋድ ኣይዘንኮት መሪጹ። ኣውስትራልያ ንፊጂ 30 ብ 14 ብምስዓር ንሓሙሻይ ግዜኣ ተኸታታሊ ናብ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ራግቢ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ሓሊፋ።

#sbsaudiopodcast