26 August 2026
How can my child learn about Indigenous Australia? - ዉሉደይ ብዛዕባ ደቀባት ኣውስትራሊያ ብኸመይ ክፈልጡ ይኽእሉ?
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
About
Supporting your child’s connection with the world’s oldest continuing living culture is one of the greatest gifts you can offer them while raising them in Australia. But if you’re new to the country, you may be unsure where to begin. Here are some starting points and ideas to help you and your child learn about Aboriginal and Torres Strait Islander peoples, cultures and history. - ውሉድካ ኣብ ኣውስትራልያ ብ እተዕብየሉ ነቲ ኣብ ዓለም ጥንታውን ዝቕጽል ዘሎ ህያው ባህሊ ክፈልጡን ምትእስሳር ክፈጥሩ ምድጋፍ ፡ ሓደ ኸተበርክቶ እትኽእል ዝዓበየ ውህበት እዩ ። ኣብ ሃገር ሓድሽ እንተኾይንካ ግን ካበይ ከምዝጅምር ርግጸኛ ከይትኸውን ትኽእል ኢኻ ። ንርእስኹምን ንውላድኩምን ብዛዕባ ናይ ኣቦርጂናልን ቶረስ ስትርን ኣይላንደራትን ህዝብታት ፡ ባህልን ታሪኽን ንኽትፈልጡ ዝሕግዘኩም መበገሲ ሓሳባትን ኣብዚ ተዘርዚሩ ኣሎ ።