ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሕዳር 2025)
24 November 2025

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሕዳር 2025)

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

About
** ኣብ ማከላይ ቤት ጽሕፈት ፓራሚሊታሪ ፓኪስተን ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። ** ሃገራዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ዓቕሚ ምክራይ ብፍላይ ኣብ ዞባታት ኣውስትራሊያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝያዳ እናኸፍ አ ከምዝመጽ አ ኣፍሊጡ ። ** ዩክረይንን ኣመሪካን ብዛዕባ እማመ ሰላም ተዘራሪበን።